ውዲታዊ ምትእኽኻብ ጀርመን_wdetawi mtekekab German, comments

E-mail Print PDF

ኤርትራዊ ተዓዛቢ, Nov 09, 2015

አብ ዝመጽእ ሰሙን ማለት ሕዳር 13 14 አብ ሃገር ጀርመን ሽዱሽተ ውድባትን፡ ስቪኽ ማሕበራትን ዝሓወሰ፡ ንጉዳይ መጻኢ ኤርትራ ከጽንዕ ክእከቡ ብሕርያ ዕድመ ተገይርሎም ከምዘሎ፡ አብ መራኸቢ ብዙሓን ተዘርጊሑ አሎ።
እዚ ዕድመ ብናይ ጀርመን ትካል አብ መዋእል ቓልሲ ኤርትራ ሓጋዚ ዝነበረ ዝተዓደመ ምዃኑ ይሕበር። ንተቓውሞ ኤርትራ ዝኾነ ሃገር ክዕድም ከምዝኽእል ዝጠራጥር አይኮነን፡ ግን በዓል መን ይዕደሙ ግን ጀርመናዊ ትካል ዝሓርዮም ከምዝይኮነ ብሩህ እዩ።

Read more...

በዓልቲ ቤት "ወዲ ዓሊ" ናብ ኢትዮጵያ አቲያ

E-mail Print PDF

rubansaba- Dec 27, 2013 በዓልቲ ቤት "ወዲ ዓሊ" ብሱዳን አቢላ ናብ ኢትዮጵያ ብሰላም ከምዝአተወት መንጭታት ሩባዓንሰባ ሓቢሮም።

Read more...

ግንባሩ ንዓረር ክህብ ዝተብዕ፡ መራሕቱ ክነቅፍ ዝፈስስ ሓሞት፡-

E-mail Print PDF

ሓደራ ተወልደ፡ ካልኣይ ክፋል

ብርግጽ ንዘይደሞክራስያዊ ባህርን ኣካይዳን ውድብ ህዝባዊ ግንባር/ህግደፍ፡ ተንተንቲ ፖለቲካዊ ስነ-ፍልጣት ጥራሕ ዝበጽሕዎ ገምጋም ኣይነበረን። ካብ ውድብ ህዝባዊ ግንባር ወጻኢ ዝነበሩ ፖለቲካዊ ውድባትን ዜጋታትን ጥራሕ ኣቐዲሞም ዝነቕሕሉን ዝነቕፍዎ’ውን ኣይነበርን። ኣብ ውሽጢ’ቲ ውድብ ዓገብ ኣረኣእያናን ኣሰራርሓናን ነስተኻኽል፡ ቃልስና ህዝባዊ ናይ መሰል ሕቶ ስለዝኾነ፡ ብኩለንትንኡ ንዕኡ ዘንጸባርቕ መንገዲ ንከተል ዝብል ሕቶታት ብመልክዕ ውልቀን ጉጅለታትን ይለዓል ነይሩ’ዩ።

Read more...

ኣቶ ኔልሶን ማንዴላ መዓስ’ዶ መይቶም እዮም ከም ማሸላ ዘንገዳ ብሱሮም ጠጢዖም እዮም!

E-mail Print PDF

ዝኽሪ ንኽቡር ኔልሶን ማንዴላ (ማዲባ) ብፍረወይኒ ሃብተማርያም

በርሊን፡ 7.12.2013

መንደቕ ፈረሰ፡ መቑሓት ተፈትሑ፡ ህዝቢ ዓለም ተስፋ ኣሕደረ

1989 መድረኽ ታሪኽ ኣኺሉ፡ ንምዕራብን ምብራቕን ጀርመን መቒሉ ዝነበረ መንደቕ ኣብ ዝፈረሰሉን ዝተኸፍተሉን፡ ተፈላልዮም ዝነበሩ ኣሕዋት ህዝቢ ጀርመን ክተሓቛቐፉ ተራእየ። ምንጪ ናይ ምክፍፋሎም ኣብ ቤት ትምህርቲ ንመሃሮ ስለ ዝነበርና፡ ንኽሕወሱ ተስፋ ዝነበሮም መማህራን ወይ ተምሃሮ ውን ኣይነበሩን እንተበልኩ ሓሶት ኣይኮነን።

Read more...

ጸዋዒት ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ከተማ ኢንዲያናፖሊስ

E-mail Print PDF

ንቀዳም 14 ታሕሳስ 2013 /Saturday December 14, 2013 ጨንፈር ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ከተማ እንዲያናፖሊስን ከባቢኡን፡ ኣባል ፈጻሚ ሽማግለ ሰዲህኤ ተስፋይ ወልደሚካኤል (ደጊጋ) ብምዕዳም፡ ናይ ምይይጥ ዘተ ከስተናግድ መዲቡ ከም ዘሎ ንኹሎም ግዱሳት ይሕብር።

Read more...